ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ዘይጸግዓዊ ዜጋታት ንመበል 25 ብሩራዊ እዮቤልዩ ኤርትራ ይግምግሙ (2ይ ክፋል)


ኤርትራ ኣብ`ዚ ወርሒ`ዚ መበል 25 ዓመት ናጽነት ብሩራዊ ኢዮበልዩ ተኽብር`ላ። ነዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ንምግምጋም ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ዝቐጸለ፡ ምስ ሰለስተ ካብ ፖለቲካዊ ጸግዒ ናጻ`ዮም ኢልና ዝሓሰብናዮም ኤርትራውያን ዝተኻየደ መደብ ሎሚ ክዛዘም'ዩ።

ኣቶ ቀለታ ኪዳነ ብዙሓት ዝተፈላለዩ ንመንግስትን ንተቓወምትን ዝነቕፉ ጽሑፋት ብምዝርጋሕ ዝፍለጥ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ ዝተሳተፈ`ዩ።

ኣቶ ዓብዱራሕማን ሰይድ ድማ ንገድሊ ኤርትራ ብቐረባ እናተኸታተለ ዝዓበየን ኣብ`ዚ ሕጂ ንመሰል ስደተኛታት ዝሕለቕን`ዩ። ክልቲኦም ካብ ዓዲ እንግሊዝ`ዮም።

ሳልሳዮም ኣቶ በርሀ በላይ ክሳብ ናጽነት ዝተጋደለን ኣብ`ዚ እዋን ኣብ ኖርወይ ዝርከብን ናጻ ርእይቶ ዘለዎ ዜጋ`ዩ።

ካብ`ቲ ደው ዘበልናዮ፡ ለውጢ ካብ ውሽጢ`ዶ ካብ ደገ ንዝብል ሓሳብ፡ ኣቶ ዓብደራሕማን ሰይድ ይቕጽል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሰለስተ ዘይጸግዓዊ ዜጋታት ንመበል 25 ብሩራዊ እዮቤልዩ ኤርትራ ይግምግሙ (2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:46 0:00


XS
SM
MD
LG