ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሊቀ-ጳጳስ መንግስተኣብ ብቪኦኤ መልእኽቲ ፋሲካ የሕልፉ


Abune Mengisteab
Abune Mengisteab

ካቶሊካዊ ሊቀ-ጳጳስ ኤርትራ ኣቡነ መንግስተኣብ ተስፋማርያም፡ ብምኽንያት በዓለ-ፋሲካ 2016፡ ናብ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝነብሩ ኣመንቲ ክርስትና ቡራኬ ኣመሓላሊፎም።

ሊቀ-ጳጳስ መንግስተኣብ ኣብ`ቲ ብመስመር ድምጺ ኣመሪካ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፡ ትርጉምን ርዝነትን ፋሲካ ድሕሪ ምብራህ፡ ንኹሎም ኣህዛብ ሰናይ ትምኒቶም ገሊጾም። ካልኦት ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካን ዝርከቡ መራሕቲ ሃይማኖት`ውን ተመሳሳሊ መልእኽቶም ናብ ምእመናንን ውሉደ ክህነትን ኣሕሊፎም ኣለዉ።

ንቃል-ቡራከ`ቶም ሊቀ-ጳጳስ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:48 0:00

XS
SM
MD
LG