ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ፡ ማይ ሓሪሙና ዝብል ተቓውሞ ጌሮም


ዝስተን መሕጸብን ከምኡ መጸራረዪ ዝኸውን ማይ ስኢና ኢሎም ዝተቓወሙ ተማሃሮ፡ ብፖሊስ ብዘንብዕ ትኪ ከምዝተበተኑ ይዛረቡ።

“ ብቐደሙ`ውን ንዓና ንምጥፋእ ልማድኩም`ዩ፡ ብጽምኢ ማይ ኻብ ንውዳእ ኣብ`ዚ ባዕልኹም ቅተሉና ኢልና ሕቶና ምቕራብ ቀጺልና ” ይብል ሓደ ተማሃራይ።

ናይ`ቲ ዩኒቨርሲቲ ዲን ግን፡ ተማሃሮ ዘለዎም ጸገም ስለዘልዓሉ ዝተወስዶም ስጉምቲ የለን ይብል።

ብኻልእ ዜና፡ ትማሊ ኣብ ምብራቕ ወለጋ ወረዳ መነሲቡ ኣብ መንጎ ተማሃሮን ሓይልታት መንግስትን ግጭት ኸምዝነበረን፡ ልዕሊ 30 ሰባት ኸምዝተኣሰሩን ሓቢሮም።

“እቲ ኣብ ልዕሌና ዝውሰድ ስጉምቲ ጠጠው ኢሉ ኣይፈልጥን`ዩ “

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:08 0:00

XS
SM
MD
LG