ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሚኒስትር ወጻኢ ኣሜሪካ ብወሃቢ ቃል ኣቢሉ ብዛዕባ ደቡብ ሱዳን ዝሃቦ መግለጺ


ሳልቫ ኪርን ሪክ መቻርን
ሳልቫ ኪርን ሪክ መቻርን

ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ብመሰረት ዝሓለፈ ነሓሰ ዝተበፅሐ ውዕል፣ ንሪክ መቻር 1ይ ምክትል ፕረዚደንት ንክኾኑ ምሻሞም ዩ-ስ ፈሊጣ’ላ። እዚ ስጉምቲ’ዚ ዝደንጎየ’ዃ እንተኾነ ንሙሉእ ትግባረ መስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ኣገዳሲ’ዩ።

ክልቲኦም ወገናት፣ ሪክ መቻር ናብ ጁባ ንክምለሱ፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንከቁሙን፣ ደቡብ ሱዳን ናብ ጎደና ሰላምን ዕርቂን መታን ክተምርሕን ንጸጥታዊ ምቅርራባት ብህጹጽ ንክዛዝሙ ኣሜሪካ ትጽውዕ።

ወሃቢ ቃል ምኒስቴር ወጻኢ ኣሜሪካ

ማርክ ቶነር

XS
SM
MD
LG