ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ተቓውሞ ዝወልዐ ማስተር ፕላን ኣዲስ ኣበባ ደው ክብል ውሳነ ተመሓላሊፉ


ዶ/ር መረራ ጉዲና
ዶ/ር መረራ ጉዲና

ማእከላይ ኮሚቴ ዲሞክራሲያዊ ውድብ ህዝቢ ኦሮሞ/ OPDO / ንኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ዝተወሃሃደ ናይ ሓባር ልምዓት መደብ ምሉእ ንምሉእ ደው ንኽብል ውሳነ ኣሕሊፉ። ነቲ ማስተር ፕላን ብምቅዋም፡ ካብ ፍርቂ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ፡ ኣብ ከተማታት ኦሮምያ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ክካየድ ዝጸንሐ ክኸውን ከሎ፡ ወተሃደራት መንግስቲ ብውሕዱ 140 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ`ዩ። ሎሚ`ውን እቲ ተቓውሞ ኣብ ገለ ከተማታት ኦሮምያ ከም ዝቐጸለ ምንጭታት ይገልጹ`ለዉ።

ንመግለጺ OPDO መልሲ ዝሃቡ መራሒ ተቓወምቲ ዶ/ር መረራ ጉዲና፡ እቲ ውሳነ ንሕቶ ህዝቢ ኦሮሞ ዝምልስ ኣይኮነን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:50 0:00

XS
SM
MD
LG