ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ናይ ኦሮምያ ህውከት ብዝተተሓሓዘ ሰባት ብቀፃሊ ይእሰሩ'ለዉ ክብሉ ፀሓፊ ፌደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ አቶ በወለ ነጋ ንቪኦኤ ገሊፆም።
ክሳብ ሕጂ 3-ሽሕን ሓሙሽተ ሚእቲን ተኣሲሮም 'ለው ልዕሊ 3-ተ ሚእቲ ኸኣ አበይ ከምዝአተዉ አይፈለጥናን ክብሉ አቶ በቀለ ነጋ ፀሓፊ ተቃዋሚ ፓርቲ ፌደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ወሲኾም።
ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ድምፂ ጠውቁ።