ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንጉስ ነዊሕ ርሕቀት ጉያ ሃይለ ገ/ስላሴ ካብ ኣትሌትክስ ተሰናቢቱ


ኮኸብ ኣትሌት ሃይለ ገ/ስላሴ፣ ኣብ’ቲ ባዕሉ ቅድሚ 15 ዓመታት ዝጀመሮ ዓብዪ ጉያ ኢትዮጵያ፣ ካብ ፕሮፈሽናል ውድድራት ኣትሌትክስ ዓለም ተሰናቢቱ።

ኣብ’ቲ ናይ ትማሊ ውድድር 40 ሽሕ ሰባት ተሳቲፎምሉ። ሓደ መጽሔት እንግሊዝ ናይ ዓለምና ምሩጽ ኣትሌት ተባሂሉ ንዝተመረጸ ኣትሌት ሃይለ ገ/ስላሴ ዘለዎም ክብሪን ዝናን ገልጾም።

ባዕሉ ሃይለ ግና፣ እቲ ስነ-ስርዓት ነቲ ስሙ ዝገነነ ኣትሌት ኣበበ በቂላ ንምዝካር ነዚ አጋጣሚ ተጠቂሙሉ ስለዝኾነ ድማ ዓሰርተ ሽሕ ሜትሮ ብጥራሕ እግሩ ጎይዩ’ዩ።

ዳይረክተር ዓብዪ ጉያ ዝነበረ እንግሊዛዊ ሪቸርድ ኑርከር ‘ሃይለ ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ምስንባቱ ግቡእ’ዩ ክብል ከሎ፣ ን25 ዓመታት ናይ ሃይለ ማነጀር ዝኾነ ሆላንዳዊ ዩዌስ ሃርማን ድማ ‘ኣማኢት ኣሻሓት ኣድነቅቱ ኣብ ዝርከብሉ ምስንባቱ ቅቡል’ዩ’ ኢሉ

XS
SM
MD
LG