ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ዝሳተፍሉ ዘለዉ ኣብ ሪችሞንድ ዝካየድ ናይ UCI ውድድር ቀጺሉ ውዒሉ


Eritrean Cyclists in Richmond
Eritrean Cyclists in Richmond

ዓለም-ለኻዊ ፈደረሽን ብሽክለታ ዘዳለዎ ውድድር ኣብ ከተማ ሪችመንድ ቀጺሉ`ሎ። 5ተ ተወዳደርቲ ዝርከብዋ ጋንታ ኤርትራ ኣብ`ቲ ውድድር ትሳተፍ ኣላ።

ሎሚ ዓርቢ፡ ኣብ ምድብ ትሕቲ 23 ዕድመ ዘለዉ`ዮም ክወዳደሩ ውዒሎም።

Eritrean Cyclists in Richmond
Eritrean Cyclists in Richmond

ክሳብ`ዚ ጽሑፍ`ዚ ዝተዳለወሉ ግዜ፡ ኣማንኤል ገብረዝግኣብሄር ካብ መንጎ ቀዳሞት 3ተ ምንባሩ፡ ተዓዘብቲ ካብ`ቲ ቦታ ሓቢሮም ኣለዉ።

ድምጺ ኣብ`ዚ ክትሰምዑ ትኽእሉ፡

ኤርትራዊያን ተቀዳደምቲ ብሽክለታ አብ ሪችሞንድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:09 0:00

XS
SM
MD
LG