ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ንጉዳያት ሰብአዊ መሰላት አብ ሕቡራት መንግስታት ዓለም -ለኸ ማሕበረሰብ ስደተኛታት ንምዕቃብ ስጉምቲ ብዘይ ምውሳዱ ይነቅፉ


South Korea North Korea Human Rights
South Korea North Korea Human Rights

ናይ ሕቡራት መንግስታት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ንጉዳያት ሰብአዊ መሰላት ዜይድ ራኢድ ኣል- ሑሴን ዓለም -ለኸ ማሕበረሰብ አሽሓት ሶርያዊያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ዝኮኑ ስደተኛታት ንምዕቃብ ስጉምቲ ብዘይ ምውሳዱ አውጊዞም።

እቶም ላዕለዋይ ኮሚሽነር ነዚ ዝተዛረቡ ንሰለስተ ሰሙናት ንዝጸንሐ አኼባ ቤት -ምኽሪ ሰብአዊ መሰላት ሕቡራት መንግስታት ዝተኸፈተሉ ዩ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ` ምስማዕ ይክኣል

XS
SM
MD
LG