ሎሚ ባሕቲ መስከረም 2015 ዓ.ም.'ዩ። መባል 54 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ንነፃነት ኤርትራ'ዩ። ነዚ ብዝምልከት ፈለማ ኣባል ማሕበር ሸዉዓተ ደሓር ኸኣ ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ዝተፈለለዩ ናይ ሓላፍነት ቦታታት ብምኻን ኣብቲ ንናፃነት ኤርትራ ዝተኻየደ ቃልሲ አበርክቶ ዝገበሩን ኣብዚ እዋን'ዚ ኸአ ኣባል ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ነባሪ አውስትራልያን ገዲም ተጋዳላይ መሐመድኑር አሕመድ ብዛዕባ ባሕቲ መስከረም 1961 ተዘክሮኦም ኣዕሊሎምና'ለዉ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።