ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንቛንቋን ባህልን ብሌን ዝምልከት ኮንፈረንስ ኣብ ሽወደን ተኻይዱ ኔሩ


ነቲ ጉባኤ ቛንቋን ባህልን ብሌን ካብ ዝወደቡን ኣብ`ቲ ኣብቲ እዋን መጽናዕታዊ ወረቐት ዘቕረቡን፡ ኣቶ ፍስሃጽዮን ዘሚካኤል፡ ዶ/ር ክፍለማርያም ሓምደን ኣቶ ፍጹም ኣስፈሃን ይርከብኦም።

ብዛዕባ ዕላማን ውጽኢትን`ቲ ጉባኤ ኣመልኪትና ኣዘራሪብናዮም ኣለና፡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:24 0:00

XS
SM
MD
LG