ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደረ ፕረሲደንት ኦባማ ኣብ ዋዕላ ተበግሶ መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ


Obama oo la kulmay dhalinta kulanka YALI
Obama oo la kulmay dhalinta kulanka YALI

500 ካብ ኣፍሪቃ ንዝመጹ መንእሰያት ክዛረቡ ኸለዉ ፕረሲደንት ኦባማ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ዓቕምን ብቕዓትን መንእሰያት ብዓይኖም ክርእዩ ምኽኣሎም መስኪሮም።

ነቲ ፕሮግራም መሪሕነት መንእሰያት ዝኸፈትዎ ኣብ`ቲ ዝመጽእ ወለዶ መሰረት ንምህናጽ ምዃኑ`ውን ተዛሪቦም።

" ናብዚ ዘምጻእናኩም ካብ መሪሕነትኩም ስለ እንርባሕ ኢና" ኢሎም ኦባማ።

ብዛዕባ መደረኦም ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:50 0:00

XS
SM
MD
LG