ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡- ካብ ኣስመራ ብዛዕባ መም ኣስረስ ተሰማ፡ ካብ መቐለ ብዛዕባ ኣኒመሽን ፊልም ሪዮ ፓፓጋሎ


Alamin Abdeletif
Alamin Abdeletif

ካብ ኣቦታት ባህልን ሙዚቃን ሓደ ዝነበሩ መምህር ኣስረስ ተሰማ፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ከምዝሓለፉ ይፍለጥ። ኣብ ማሕበር ትያትር ኣስመራን ድሕሪኡን ምስእኦም ዝሰርሐ ገዲም ድምጻዊ ኣላሚን ዓብደለጢፍ ተዘክሮታቱ ኣካፊሉ`ሎ።

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ፡

እቲ ብዓለም ለኸ ደረጃ ዝፍለጥ ብራዚላዊ ፊልም ኣኒሜሽን ሪዮ ፓፓጋሎ ናብ ትግርኛ ተተርጕሙ ኣብ ከተማ መቐለ ንምርኢት ቀሪቡ'ሎ።

ግርማይ ገብሩ ምስ ተርጓሚን ኣላይን ከምኡ እውን ምስ ኣሰናዳእትን ተዋሳእትን እታ ፊልም ኣዋጊዑ'ሎ።

ንኽልቲኡ መደባት ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:37 0:00


XS
SM
MD
LG