ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ረቂቅ ሰነድ ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ፅዲቑ’፡- ኢጋድ


South Sudan

ናይ ደቡብ ሱዳን ናይ መጨረሻ ስምምዕ ሰላም ኣብ ዝመፅእ 17 ታሕሳስ 2015 ንኽፍረም ኢጋድ-ፕላስ ወይ እንትድመር ዝተብሃለ ኣደራዳሪ ጉጅለ ግዜ መዲቡ።

እቲ ጉጅለ ብፍሉያት ልኡኻት ኢጋድ ዝተዳለወ ረቂቕ ሰነድ ስምምዕ ኣፅዲቑ’ሎ።

እቲ ረቂቕ ሰነድ ንተፃረርቲ ደቡብ ሱዳን ፅባሕ ክውሃብ እዩ

XS
SM
MD
LG