ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

2ይ ክፋል ክትዕ ኤልሳ ጭሩምን ፈቨን ስዩምን ኣብ ጉዳይ ጸብጻብ ኮሚሽን ሰብኣዊ ምሰላት ኤርትራ


የኤርትራ ካርታና የተመድ የሰብዓዊ መብቶች ኮሚሺን አርማ
የኤርትራ ካርታና የተመድ የሰብዓዊ መብቶች ኮሚሺን አርማ

ብቤት-መኽሪ ሰብኣዊ ምሰላት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ኮሚሽን፡ ኣብ ኤርትራ ከቢድ በደላት ሰብኣዊ መሰላት ይፍጸም ከምዘሎ ምሕባሩ ይፍለጥ።

ኤርትራ ብወገና፡ ነቲ ሓቀኛ ኩነታት ኤርትራ ዘየገናዘበ፡ ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎ`ዩ ኢላ ትነጽጎ።

ኤልሳ ጭሩም ካብ ሎንዶን ተሓላቒት ሰብኣዊ መሰል ምዃና ትገልጽ። "ንብዙሕ ዓመታት ባዕለይ ክእክቦ ዝጸናሕኩ ቃለ-ምስክርነት ስለዘሎ፡ ናይ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ጸብጻብ ሰኒዳ ናብ ዓለም ስለዘቕረበቶ ምሉእ ደገፈይ ኣለዎ"

ፈቨን ስዩም ድማ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝዓበየት ኣብ ኮሚኒቲ ኤርትራውያን ትነጥፍ ዜጋ ምዃና ትገልጽ፡ "ነቲ ትካል ሕቡራት ሃገራት ንባዕሉ ዝጸርፍ ሪፖርት`ዩ"

ካልኣይ ክፋል`ቲ ክትዕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:42 0:00

XS
SM
MD
LG