ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምምንጣል መሰል ዋንነት ንብረት የዘራርብ


Abraham Afewerki
Abraham Afewerki

ናይዚ ሰሙን መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ምምንጣል መሰል ዋንነት ንብረት የዘራርብ።

ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ብ `ጃኪ ጎሲ` ተደጊማ ዝወጸት `መለይ` ትብል ፍርያት ኣብርሃም ኣፈወርቂ መዘራረቢ ብዙሓት ኮይና`ላ።

ኣብ`ዚ ጉዳይ`ዚ ካብ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፋውንደሽን ጆን ገብራይ ከምኡ ድማ ስነ-ጥበባዊ እምብዛ ስብሃትለኣብ ተዓዲሞም ዝሃብዎ ርእቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:15:01 0:00

...

XS
SM
MD
LG