ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሎሚ ሰሉስ 79 ዝዕድመኡ ፕረዚደንት ፊፋ ሰፕ ብላተር ካብ ስልጣኑ ተሰናቢቱ።


ስንብታ ብላተር ኣርባዕተ መዓልቲ ድሕሪቲ ንመበል ሓሙሻይ ግዜ ንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ዓለም ማለት ፊፋ ክመርሕ ምምራጹ ብወግዒ ተፈሊጡ። ፊፋ ብብልሽውና ተቖማጢዑ ዝብሉ ክስታት ብሰፊሑ ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ክዝርጋሕዩ ጸኒሑ።

XS
SM
MD
LG