ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 24 ጽንብል ናጽነት ኤርትራ ይብዓል ኣሎ


eritrea
eritrea

ሰንበት 24 ግንቦት 2015 ንዝበዓል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ብዝተፈላለየ መደባትን ምርኢታትን ክኽበር ቀኒዩ`ሎ።

ብፍላይ ሎሚ ዓርቢ ዝተኻየደ ናይ ዝተፈላለያ ትካላትን ዞባታትን ካርኒቫል ተጠቃሳይ ኔሩ።

ንምዃኑ፡ ሎሚ ዘመን ካብ መደረ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ እንታይ ሓዲሽ ንሰምዕ ንኸውን? ዓሚ ዘልዓሎ ምንዳፍ ሓዲሽ ሕገ-መንግስቲ`ኸ ይወሰኸሉ`ዶ ይኸውን?

ንኣወሃሃዲ በዓላት ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ብስልኪ ረኺብናዮ ኔርና።

please wait

No media source currently available

0:00 0:02:18 0:00

XS
SM
MD
LG