ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መሪሕነት ቀ/ሚ ሃይለማርያም ድሕሪ ምርጫ`ኸ ክቕጽል ድዩ?


ጌታቸው ረዳ፡ ውፉይ ሰራሕተኛ ይብሎም፡ ግርማ ሰይፉ ድማ ድሕሪ መለስ ተሰፋ ዝሰኣናሎም መራሒ ይብሎም

ኣብ`ቲ ሰንበት ዝካየድ ምርጫ፡ ኢህወደግ ከምዝስዕር ብሰፊሑ ዝፍለጥ`ዩ። ቀ/ሚ ሃይለማርያም ደሳለኝ`ውን ኣብ ስልጣኖም ክቕጽሉ`ዮም ተባሂሉ ይእመን። ብዛዕብኦም ዝተዛረበ ኣብ ፓርላማ ኢትዮጵያ እንኮ ተቓዋሚ ግርማ ሰይፉ፡ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ምምጻእ ምንም ኣይገበሩን ይብሎም።

ብኤኮኖሚያዊ ዕብየትን ኣብ ሶማል ኣንጻር ኣልሸባብ ብእትገብሮ ምትእትታውን ትሙገስ ኢትዮጵያ፡ ንነቓፋይ ድምጺ ብምዕፋን ትኽሰስ ሃገር`ያ።

ንድምጺ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG