ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርጫ ኢትዮጵያ 2015'ን ርኢቶ ተቃወምቲን


Ramani ya Ethiopia
Ramani ya Ethiopia

2005 ዓ.ም. ፈ. መንግስቲ ኢትዮጵያ ፖሎቲካዊ ሃዋህዉ ዝኸፈተሉ ዓመት'ዩ ኔሩ። ጥምረት ተቃወምቲ ካብቲ'ቲ ገዛኢ ፓርቲ ትፅቢት ዝገበሮ ንላዕሊ ዝያዳ ድምፂ ብምርካቦም መንግስቲ ነቲ ምርጫ መሊሱ ሰሪቅዎ ተባሂሉ ተኸሲሱ ኣንፃር'ቲ ናይ መወዳታ ተባሂሉ ዝተገልፀ ውፂኢት'ዉን ዓበይቲ ተቃውሞ ሰልፍታት ተኻይዱ ናብ ህውከት ኸአ ተቀይሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ እዋን'ዚ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር'ዮም ዘለዉ። እቶም ካብ ቅድሚ 10-ዓመታት አትሒዞም ዘለው መራሕቲ ተቃውሞ ካብዚ ናይ 2015 ዓ.ም. ምርጫ እንታይ'ዮም ዝፅበዩ?

ሙሉእ ፀብፃብ ማርታ ቫን ዶር ዎልፍ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:23 0:00

XS
SM
MD
LG