መርዓን ስነ ስርዓት "የቐንየልና" ን ኣብ መቐለ
ኣብ ኣመሪካ ስያትል ዝነብር ኤፍሬም በላይ መርዕኡ ንጽምብል የቐንየለይ ወላዲቱ ሰይምዎ።
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ሆቴል ፕላኔት ኣብ ዝደመቐ ጽምብል መርዓ ንመርዓቱ፣ንወላዲቱን ንልዕሊ 400 ዕዱማት ኣጋይሽ ሃንደበታዊ ስነ ስርዓት ተወለዐ።
መርዓዊ ብስም 6 ኣሕዋቱ ንወላዲቱ ክብሪ ካባን ኣክሊልን ደፊአ
ካልእ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ፡ ነቲ ኣብ መበል 89 ዓመቱ ዝዓረፈ ንጉስ ብሉስ ዝብሃል ፍሉጥ ጊታሪስታ ዝምልከት ቀሪቡ`ሎ።