ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስዑዲ ዓረብ፡ ኣብ የመን ምቁራጽ ተኹሲ ክግበር ተሰማሚዓ

U.S. Secretary of State John Kerry, accompanied by Saudi Foreign Minister Adel al-Jubeir, right, speaks at joint news conference at Riyadh Air Base in Riyadh, Saudi Arabia, May 7, 2015.
U.S. Secretary of State John Kerry, accompanied by Saudi Foreign Minister Adel al-Jubeir, right, speaks at joint news conference at Riyadh Air Base in Riyadh, Saudi Arabia, May 7, 2015.

እቲ ስምምዕ ዝስማዕ ዘሎ፡ ሚንስተር ወጻኢ ኣመሪካ ጆን ከሪ ኣብ ሪያድ ምስ መዘንኦም ኣል-ጁበየር ድሕሪ ምርኻቦም`ዩ

ኣብ የመን ኣንጻር ዕጡቓት ሑቲ ደብዳብ ነፈርቲ ተካይድ ዘላ ስዑዲ ዓረብ፡ ሰብኣዊ ረድኤት ንኽኣቱ ምስ ሑቲ ናይ 5ተ መዓልታት ምቁራጽ ተኹሲ ክንገብር ንኽእል ኢና ትብል።

ሚንስተር ወጻኢ ኣመሪካ ብወገኖም፡ እቲ መጸዋዕታ፡ ዕጡቓት ሑቲ ክቕበልዎን፡ ህዝቦም ዘድልዮ ሓገዝ ክረክብ ነቲ ዕድል ክትቀምሉን ተማሕጺኖም።

ካብ ሚሊሻ ሑት ብዛዕባ`ቲ እማመ ዛጊድ ዝተሰምዐ ነገር የለን፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:52 0:00

XS
SM
MD
LG