ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኣሜሪካ ብዋሃብቲ ሓገዝ ኣቢሉ ኣብ ቀፅሪ ሆስፒታል መቐለ ዝሃነፆ ማእኸል ሕክምና ዓባይ ሳዓል ዝሐሸ ግልጋሎት ይህብ


Mekele New Private Hospital
Mekele New Private Hospital

መንግስቲ ኣሜሪካ ብዋሃብቲ ሓገዝ ኣቢሉ ኣብ ቀፅሪ ሆስፒታል መቐለ ዝሃነፆ ማእኸል ሕክምና ዓባይ ሳዓል ዝሐሸ ግልጋሎት ይህብ’ሎ፡፡

እቲ ማእኸል ብፍላይ መድሓኒት ዝለመደ ዓባይ ሳዓል ንምክልኻል ዝዓለመ ዋኒን እውን ኣለዎ፡፡

ግርማይ ገብሩ ኣብቲ ማእኸል ተረኺቡ ንተሓከምትን ንሰብ ሞያን ሓቲቱ ዘሰናደኦ ትሕዝቶ ይቐርብ’ሎ:

please wait

No media source currently available

0:00 0:06:33 0:00

XS
SM
MD
LG