ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

` ኣብ ሊብያ ንርከብ ኢትዮጵያውያን ዒላማ ኾይና`ለና` ቪኦኤ ካብ ዘዘራረቦም

Thousands of people attend a government-supported gathering to protest the recent killing of many Ethiopian Christians in Libya by the Islamic State extremist group, at Meskel Square in Addis Ababa, April 22, 2015.

ብዘረባ ዘይኮነ ብግብሪ ርድኡና ቅድሚ ምሕራድና ክብሉ`ውን የማርሩ

ድሕሪ`ቲ ኣብ ሊብያ ኢትዮጵያውን ብዳዕሽ ምቕታሎም ንቪኦኤ ዝተዛረቡ ገለ ኢትዮጵያውያን፡ ኣብ ገዘና ተዓጺና ኣብ ብፍርሒ ኣለና ኢሎም።

37 ብጾትና ካባና ንስራሕ ኢሎም ወሲዶም ኣብ ባንቃዚ ኣሲሮሞም ኣለዉ፡ ኣብ ዝኾነ እዋን`ውን ክቐትልዎም ይኽእሉ`ዮም ይብሉ እቶም ኢትዮጵያውያን።

ሓደ ካብኦም፡ እቶም ቐተልቲ ዳዕሽ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ኣፈላላይ ይገብሩ`ዮም ኢሉ`ሎ፡ እንተኾነ ካብ መንጎ`ቶም ዝተሓርዱ ሓደ ኤርትራዊ ምንባሩ`ውን ይግለጽ ኣሎ።

ንምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:38 0:00

XS
SM
MD
LG