ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝኽሪ በአለ ስቅለት ኣብ መቐለን ኣስመራን

ስግደት ኣብ እንዳ መድሃኒዓለም መቐለ
ስግደት ኣብ እንዳ መድሃኒዓለም መቐለ

ግርማይ ገብሩ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝርከቡ ኣድባራት ብምዝውዋር ጾምን ስግደትን ብኣንደበት ምእመናን ኣሰናዲኡ’ሎ።

ተወልደ ወ/ገብርኤል እውን ንኣስመራ ቴለፎን ደዊሉ ተመሳሳሊ ሓበሬታ ረኺቡ'ሎ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:20 0:00

This item is part of
XS
SM
MD
LG