ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሩዋንዳ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ንምቕባል ዘኽእል ስምምዕ ምስ እስራኤል ንምግባር ትሰርሕ'ላ-፡ ፖል ካጋሜ


ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል (ፎቶ ፋይል)
ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል (ፎቶ ፋይል)
ፕረዚደንት ካጋሜ
ፕረዚደንት ካጋሜ

ናይ ሩዋንዳ ፕሬዝዳንት ፓል ካጋሜ ኣብ ኤስራኤል ንዝርከቡ ኤርትራዊያንን ሱዳናዊያንን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምቕባል ዘኽእል ስምምዕ ምስ እስራኤል ንምግባር ይሰርሑ ከምዘለው ገሊፆም።

ሓደ ካብተን ኣብ እስራኤል ዝርከባ ዓበይቲ ሚዲያታት ‘ዋይ ኔትንውስ’ ዝተብሃለት ክኣ ምንስቴር ውሽጢ ሃገር እስራኤል ጊልዓድ ኤርዳን ነዚ ከምዘረጋገፀዎ ሓቢራ’ላ።

ኣብ እስራኤል ዝርከብ ማሕበረሰብ ስደተኛታት ዝነጥፍ ከኣ ንሓቶም ጠለባት እነተተማሊኡልና ክንኸይድ ንኽእል ኢና ይብል።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00

XS
SM
MD
LG