ም ስ ግብ ፂ ኣብ ዝቐፀለ ልዝብን ኣብ ስምምዕ ካርቱምን ኣብ ልዕሊ ግድብ ህዳሴን መጠን ዝሕዞ ማይን ኣይተደራደርናን ኢሎም ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ።
ዛጊድ ምስ ፕሬዝዳንት ዓብዲልፈታሕ ኤል-ሲሲ ኣብ ዘካየድዎም ሓሙሽተ ልዝባት መርገፂ ኢትዮጵያ ከይተቐየረ ቀፂሉ’ሎ ኢሎም።
ኢትዮጵያ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ክትጅምር'ያ ክብሉ'ውን ኣፍሊጦም።
ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።