አልሸባብ ኣብ ማእኸላት ንግዲ ምዕራባውያን መጥቃዕቲ ክፍፀም ፀዊዑ

 Kenya Mall Attack
Kenya Mall Attack

ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ካናዳን ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ክልተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣብ ሱማሊያ ዝመደብሩ ኣሸባሪ ኣል-ሸባብ መጥቓዕቲ ክፍፀም ዝፅውዕ ቪዲዮ ድሕሪ ምዝርግሑ ዝለዓለ ሓለዋ ፀጥታ እናተገብረለን ከምዘለዋ ተገሊፁ።

ሚንስቴር ሃገራዊ ደሕንነት ዩናይትድ ስቴትስ ክኣ ህዝቢ ዝለዓለ ጥንቃቐን ኣስተብህሎን ክገብር ተማሕፂኑ’ሎ።

እዚ ዳሕረዋይ ዝተዘርግሐ ቪዲዮ ዓለምለኸ ኣሸበርቲ ናብ ሓድሽ መድረኽ ከምዝኣተው ዘርኢ እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘለሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

No media source currently available

XS
SM
MD
LG