ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

` 4ተ ግዜ ብበትሪ ፖሊስ ተወቒዐ` ኣቶ ኣስራት ኣብራሃም


ስለሺ ሃጎስ /ጋዜጠኛ /፤ በፖሊስ ከባድ ድብደባ እንደተፈፀመበት የተነገረ
ስለሺ ሃጎስ /ጋዜጠኛ /፤ በፖሊስ ከባድ ድብደባ እንደተፈፀመበት የተነገረ

ኣብ ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ሓድነት ንዲሞክራስን ፍትሕን ኣቶ ኣስራት ኣብራሃም፡ ምስ ሰለማዊ ሰልፊ ብዝተሓሓዝ ብትእዛዝ ሓላፊ ፖሊስ 4ተ ግዜ ከምዝተቐጥቀጠ ይገልጽ። ምኽንያት ማህረምቶም፡ ሰልፊ ኣይተወጹን ኢኹም ዝብል ምዃኑ`ውን ይጠቅስ።

እቲ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ዝተወስደ ማህረምቲ ንቆልዑትን ኣንስትን ዝሓወሰ`ዩ ኔሩ ይብል ንሱ።

እቲ ፓርቲ ንዝመጽእ ሰንበት`ውን ካልእ ሰለማዊ ሰልፊ ጸዊዑ`ሎ።

ምስ ኣቶ ኣስራት ኣብራሃም ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:14 0:00

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG