ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኣብ ትግራይ ሓሳብካ ብናጻ ናይ ምግላጽ መሰል ከምዘሎ ኣብ ሕቶ`ውን ዝኣቱ ኣይኮነን`- ሓላፊ ፕሮፓጋንዳ ሕወሓት


Ethiopia map
Ethiopia map

ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ፡ ሓሳቦም ብናጻ ዝገለጹ ሎሚ ኣበይ ከምዘለዉ ስለንፈልጥ፡ ሓሳብካ ብናጻ ምግላጽ ዝብሃል ነገር ኣብ ሕወሓት-ኢህወደግ የለን ይብል። ህዝቢ ትግራይ ናይ ዝተቓለሰሉ ፍረ ፡ “ፍርቁ ወይ ሓደ ሲሶ`ኳ ኣይረኸበን” ክብል ንቪኦኤ ተዛሪቡ ኔሩ።

ሓልፊ ፕሮፓጋንዳ ሕወሓት ኣቶ ኢያሱ ተስፋይ ብወገኑ፡ ህዝቢ ትግራይ ኣሹምባይ`ዶ ሎሚስ ቀደም`ኳ ክበደል ከሎ ስቕ ኢሉ ዝርኢ ኣይኮነን፡ ንመሰሉ ባዕሉ ዝሕሉ ዘሎ ህዝቢ`ዩ ክብል ንክሲ ኣቶ ዓረና ይነጽግ።

ምስ ኣቶ ኢያሱ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:14:09 0:00

XS
SM
MD
LG