ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖለቲካዊ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ምርጫ እንታይ`ዩ ዕድሎም


ARENA TIGRAY
ARENA TIGRAY

` ናይ ውሽጥኹም ጸገም ፍትሑ፡ እንተዘየለ ስጉምቲ ክወስድ`የ` ቦርድ ምርጫ `ንፈትሖ ውሽጣዊ ጸገም ይብልናን `ኣብ መንጎ ተቓወምቲ ግጭት ምፍጣር፡ ኢህወድግ ምርጫ ክቐርብ ከሎ ዝኣልሞ ሸርሒ`ዩ ` ተቓወምቲ

ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ልዕሊ መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲን ኣብ ልዕሊ ሓድነት ንደሞክራስን ፍትሕን፡ ውሽጣዊ ጸገምኩም እንተዘይፈቲሕኩም ብዝብል ናይ ክልተ ሰሙናት መጠንቀቕታ ሂቡ`ሎ።

እቶም ፓርትታት ብወገኖም፡ ንፈትሖ ውሽጣዊ ጸገም ይብልናን `ኣብ መንጎ ተቓወምቲ ግጭት ምፍጣር፡ ኢህወድግ ምርጫ ክቐርብ ከሎ ዝኣልሞ ሸርሒ`ዩ ይብሉ።ቓ

ኣብ`ቲ ናይ`ዚ እዋን ምስሕሓብ ዘይኣተወ ዘሎ ዓረና ትግራይ ብወገኑ " ኢህወደግ ምርጫ ክቐርብ ከሎ (ናቱ ሱሩዓት) ኣብ ውሽጢ ተቓወምቲ ኣስሊኹ ብምእታው ዝፈጥሮ ጸገም`ዩ" ይብል።

ምስ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዓረና ትግራይ ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሰ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ 1ይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:01 0:00

XS
SM
MD
LG