ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኩባ ብዝምልከት ኣብ ቀረባ ዝወሰድዎ ስጉምቲ ሓድሽ ኣቀራርባ ከዘራርብ ቀንዩ'ሎ።
ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ካብ ኣትላንታ ዶ/ር ግላውዴዎስ ኣርኣያ ኸኣ ካብ ኒዮርክ ፣ እዚ ሓድሽ ኣአራርባ ኣብ ዓለም ዝህልዎ ትርጉምን ፅልዋን ኣብ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተመያይጦምሉ'ለው።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።