PhotoGallery
PhotoGallery

1
ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኣብ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ

2
ሚሸል ኦባማ ኣብ ዋዕላ መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ

4
ዋዕላ መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ -ዋዕላ መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ኦምኒ ሾርሃም ተኻይዱ'ዩ። ነቲ ዋዕላ ብመደረ ዝኸፈቱ ምንስትር ወፃኢ ኣሜሪካ ጆን ኬርይ‘ዮም። ”መናእሰይ ኣፍሪቃ ንፖለቲካዊ ኣጀንዳታት ሃገራትኩም ናብ መራሕቲ ብምቅራብ ልዝብ ክትዓትን ከምኡውን ፍታሕ ኣብ ምርካብ ኣበርክቶ ክትገብሩ ትፅቢት ይግበረልኩም” ኢሎም።

5
ተዓዋቲ ማራቶን ቦስቶን ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ስልማት ጀሲ ኦወን ብሉጽ ኣትለት ትራክን ፊልድን ናይ 2014 ተቀቢሉ