ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካን ኩባን - ርክባት ናብ ንቡር ክንመልስ ኢና ኢለን


US - CUBA timeline - 1959 - Fidel Castro

ኣሜሪካን ኩባን ድሕሪ ምብግጋስ ዝሑል ኺናት ጀሚሩ ንልዕሊ ፍርቂ ክፍለ-ዘመን ዝዘለቐ ዝምድና ኣልቦ ኹነት ክንሰብሮ ኢና ክብላ አፍሊጠን፡ ክልተኣዊ ርክባተን ናብ ንቡር ከምዝመልሳ ገሊፀን።

ፕረዚደንታት በራክ ኦባማን ራውል ካስትሮን ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ክብ ዋሽንግተን ዲሲን ሃቫናን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፡እሱራት ከምዝተቀያየሩን ንዝበለፁ ቁጠባዊ ርክባትን ምዝውዋርን ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም።

ሚስተር ኦባማ ኣብ መግለፂኦም ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ዝዘለቀ ማዕቀብ ኣንፃር’ታ ኮሚኒስታዊት ሃገር ኣይሰርሐን ኢሎም።

ተወሳኺ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ነሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ፡

XS
SM
MD
LG