ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለም- ለኸ ዕለት ኤድስ ተዘኪሩ ዊዒሉ


WORLD AIDS DAY
WORLD AIDS DAY

ባሕቲ ታሕሳስ ዓለም- ለኸ ዕለት ኤድስ'ዩ። እቲ ለበዳ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ 35-ዓመታት ኣስታት 80-ሚልዮን ሰባት ሒዙ 40-ሚልዮን ሰባት ኸአ ቀቲሉ።

ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ኤድስን ፕሮግራምን ኤች ኣይ ቪን ፣ እቲ ለበዳ ክሳብ 2030 ዓ.ም ክጠፍእ ሸቶ አውፂኦም'ለዉ።

እዛ ዕለት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያውን ብዝተፈለለየ ምድላዋት ከም ዝተዘከረትን ኣብተን ሃገራት ዘሎ መጠን እቲ ሕማምን ዝምልከቶም ሓለፍቲ ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፆም'ለዉ።

ዶ/ር ኣርኣያ ብርሃነ ካብ ከተማ ኣስመራ፣ አቶ ሓጎስ ጎደፋይ ካብ ከተማ መቀለ ዝሃብዎ ሓፂር መብርሂ ዝሓወሰ ሙሉእ ፀብፃብ ዕለት ኤድስ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:30 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG