ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ኤፍረም ገብረክርስቶስ ካብ መንደፈራ ንቪኦኤ ቃለ-መጠይቕ ይህብ


ERITREA
ERITREA
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:47 0:00
መራገፊ


ኣብ ኤርትራ ዞባ ደቡብ፡ ሎሚ ዘመን ጽቡቕ ክራማት ብምንባሩ፡ ኣዚዩ ዘዕግብ እኽሊ ይሕፈስ ከምዘሎ ይገልጽ ኣቶ ኤፍረም።

ከባቢ ጎላጉል ሃዘሞን፡ መንደፈራን ካብ`ቲ ተጠቃሲ ምዃኑ `ውን ይገልጽ።

ሓረስቶት ናብ ታዕሊም እተዉ እናተብህለ፡ ኣብ ምእታው እኽሊ ህጽረት ሓይሊ ሰብ ኣይጋጥምን`ዶ ንዝብል ሕቶ ድማ፡ ኩሉ እንተሓጋገዘን እናተማልአን ስለዝኸይድ ዘሎ፡ እዚ ዝብሃል ጸገም ኣይተራእየን ኢሉ።

1ይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምርካብ ይክኣል፡

XS
SM
MD
LG