ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ብዛዕባ ጭራ ዋጣን፡ ብዛዕባ ወግዕታት ካሳ ደበስን


Kaleidoscope
Kaleidoscope

ኣብ ክሊ ትግራይ፡ ጽጋቡ ተሻለ ስሙይ ሃራሚ ዋጣ`ዩ። ምስ ግርማይ ገብሩ ዝገበሮ ወግዒ ቐሪቡ`ሎ።

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ ጽልሚ፡ ጋዜጠኛ ዳደ ደስታ ብዛዕባ ወግዕታት ካሳ ደበስ ዝጸሓፎ መጽሓፍ`ዩ። ተወልደ ወልደገብሬል ካብ ስቱድዮ ደዊሉ ኣዋጊዕዎ`ሎ።

ንኽልቲኡ ትሕዝቶታት መደብ ቂሔ ጽልሚ ንምክትታል ኣብ`ዚ ተወከሱ፡

Kaleidoscope ቂሔ ጽልሚ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:55 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG