ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝተፈላለየ አረኣእያ ኬንያውያን፣ ፕረዚደንቶም ኣብ ዓለም-ለኸ ቤት-ፍርዲ ምቅራቦም


ናይ ኬንያ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ስልጣን እናሃለዉ ኣብ ሄግ ኣብ ዝርከብ ዓለም-ለኸ ቤት-ፍርዲ ገበናት ብኽሲ ፀረ-ሰብአውነት ተኸሲሶም ዝቀረቡ ፈላማይ መራሒ መንግስቲ ኾይኖም'ለው።

እቶም ፕረዚደንት ኣብቲ ኣብ ሄግ ዝርከብ ዓለም-ለኸ ቤት-ፍርዲ ገበናት ክቀርቡ ኔርዎም'ዶ አይነበሮምን ? ፍትሒ'ኸ ብኸመይ ክረጋገፅ ይከአል? ኣብ ዝብል ኬንያውያን ዝተፈላለየ አረኣእያ ሒዞም'ለው።

ኢጋድ ማለት በዓል-ስልጣን በይነ መንግስታት ምብራቅ አፍሪቃ ብወገኑ እቲ ጉዳይ እቶም ፕረዚደንት እዋን ሰልጣኖም ምስ ኣብቀዔ ክኸውን አለዎ ንብል ዝብል መግለፂ ኣውፂኡ'ሎ።

ኬንያውያን ኣብ ልዕሊ ከይዲ ፍርዲ ፕረዚደንቶም ዘለዎም ኣረኣእያ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ኬንያውያን- ፕረዚደንቶም ኣብ ዓለም-ለኸ ቤት-ፍርዲ ምቅራቦም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:26 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG