ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓይሊ ኣብ ሶርያ ኣንጻር እስላማውያን ኣኽረርቲ ናይ ነፈርትን ሚሳይላትን ደብዳብ ጀሚሮም


IRAQ-SECURITY/USA-STRIKES
IRAQ-SECURITY/USA-STRIKES

ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ብዛዕባ`ቲ መጥቃዕቲ ክዛረቡ ኸለዉ "ንኹሉ ብሩህ ክኸውን ኣለዎ። ኣብ ልዕሊ ኣመሪካውያን ውዲት ዝኣልም፡ ንኣመሪካውያን ክጎድእ ዝፍትን ወይ ንህዝብና ስግኣት ዝኸውን ኣሸባሪ ኣይንጻወሮን ኢና " ኢሎም።

ኣብ`ቲ መጥቃዕቲ ቶማሃዋክ ዝተባህለ ነዊሕ ርሕቐት ዝኸይድ ሚሳይል ድሕሪ ኩናት ወሸመጥ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ጠቕሚ ውዒሉ`ሎ።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ኣሎ

XS
SM
MD
LG