ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስግኣት ሕማም ኢቦላ -፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ እንታይ ይገብራ'ለዋ? 2ይ ክፋል


ኢቦላ ንምዕራብ ኣፍሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ ንኻልኦት ሃገራት ዘስግአ ሕማም ምዃኑ ይግለፅ ኣሎ። እቲ ለበዳ ዛጊድ ልዕሊ 2-ሽሕ ሰባት ቀቲሉ'ሎ።

ኤርትራን ኢትዮጵያን’ከ ብፍላይ ኸኣ ክልል ትግራይ ነዚ ብኸመይ ይርእይኦን ዝገብርኦ ቅድመ መጠንቀቕታ’ኸ ከመይ ይመስል።

ሰበስልጣን ጥዕና ኤርትራን ክልል ትግራይን ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ መብርሂ ሂቦም'ለው።

ዶ/ር ፍቅረማርያም ጊላሚካኤል ኣብ ምንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓላፊ ዳህሳስን ቀዳምነት ዝወሃቦም ሕማማት ፣ ካብ ኢትዮጵያ ኸኣ ኣቶ ዮሃንስ ገብረሃዋሪያት ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣተሓባባሪ ቅድመ መጠንቀቕታን ዳህሳስን ሕማማት እዮም።

2ይ ክፍሊ እቲ ቃለ-መጠይቅ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG