ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትማሊ ስምምዕ ፈሪሞም ዝተባህሉ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን "ኣይፈረምናን" ኢሎም

U.S. Ambassador to the United Nations Samantha Power (L), Security Council President Mark Lyall Grant (C) meet in Juba with South Sudan President Salva Kiir during a two-day visit to South Sudan in August 2014.

ተፃባእቲ ወገናት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ ዝገበርዎ ውዕል ምቁራፅ ተፃብኦ ተግባራዊ ዝገብር ስምምዕ ትማሊ ከምዝተፈራረሙ ብኢጋድ ምስ ዝተገልፀ ንፅባሒቱ ሎሚ፡ ተቓወምቲ ኣይፈረምናን ክብሉ ኣሉታ ሂቦምሉ።

ቀንዲ ተደራዳሪ ተቓወምቲ ደቡብ ሱዳን ታባን ደን ጋይ ንቪኦኤ ከምዝገለፅዎ ፈሪሞም ተባሂሉ ብኢጋድ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ሓሶት እዩ ኢሎም።

ናይ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ቀንዲ ተደራዳሪ ግን ተቓወምቲ ነቲ ስምምዕ ኣብ ቅድሚ ዓለም እዮም ፈሪሞም ክብሉ ተዛሪቦም።

South Sudan
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:48 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG