ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ጅቡቲ፡ ፕረሲደንት ዖማር ገለ ኣብ ዝምለስሉ ዝነበሩ ሰዓት ተኹሲ ተኸፊቱ


FILE - Djibouti's President Ismail Omar Guelleh.
FILE - Djibouti's President Ismail Omar Guelleh.

ላዕላዋይ መኮነን ዝርከቦም ክልተ ቖሲሎም

እቶም ተኮስቲ ፕረሲደንታዊ ሓለውቲ`ዮም። እቲ ተኹሲ ዝተኸፍተ፡ ፕረሲደንት ጅቡቲ እስማዒል ዖማር ገለ ካብ ኣኼባ ኢጋድ ክምለሱ ኸለዉ`ዩ።

በቲ ተኹሲ ክልተ ተወጊኦም፡ ጠንቂ፡ ውልቃዊ እምባጋሮ ኣብ መንጎ ሓለውቲ ኢዩ ኢሎም ሰበ-ስልጣን።

XS
SM
MD
LG