ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ - ወ/ሮ ፀጋ ስዩም መድህን


ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ፕሬዝዳንት ኦባማ ዘበገስዎን 500 ንዝኾኑ መንእሰያት ኣፍሪካ ዝትረኸብሉን ኣኼባ መራሕቲ መንእሰያት ኣፍሪካ YALI - ያሊ ብዝብል ኣህፁረተ ቃል ዝፅዋዕ ተኻየዱ ምንባሩ ይዝከር። ኣብዚ ንዝተሳተፉ መንእሰያት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣዘራርቢብና መደብ ኣሕሊፍና ምንባርና ይዝከር።

ሎሚ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣሜሪካ ኽኣ ኣብዚ ኣኼባ ዝተረኸበት ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ክፍለ ግዝኣት ኖርዝ ካሮላይና ከተማ ራሊ እትነበር ጋሻ ሒዝልኩም ኣሎ። ጋሻና ባዕላ ንርእሳ ክተላሊ እያ።

ሙሉእ ፀብፃቡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG