ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓባራዊ ሓይሊ መከላኸሊ ንምፍጣር ከምዝተሰማምዓ ምንስትራት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ኣፍሊጦም።

ሓይሊ ጥምረት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝመፅእ ወርሒ መስከረም ስራሕ ከምዝጅምር እውን ምንስቴር ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣቶ ሲራጅ ፈርጊሳ ተዛሪቦም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG