ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዋዕላ መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝተኻፈሉ እንታይ ይብሉ?


ነቲ ዋዕላ ብመደረ ዝኸፈቱ ምንስትር ወፃኢ ኣሜሪካ ጆን ኬርይ‘ዮም። ”መናእሰይ ኣፍሪቃ ንፖለቲካዊ ኣጀንዳታት ሃገራትኩም ናብ መራሕቲ ብምቅራብ ልዝብ ክትዓትን ከምኡውን ፍታሕ ኣብ ምርካብ ኣበርክቶ ክትገብሩ ትፅቢት ይግበረልኩም” ኢሎም።

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ባራክ ኦባማ ንመንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ መደረ ጌሮም'ዮም። ፕረዚደንት ኦባማ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ፀጋታት ዘይዋሓደ ክኸውን ይኽእል ግን መሰረታዊን ሰብኣዊን ፖለቲካዊን መሰላት እንተዘይተረጋጊፆም ምቅልባስ ምዕባለን ኣዎንታዊ ለውጥታትን ከጓንፍ ይኽእል‘ዩ ኢሎም።

Saba Hahsay
Saba Hahsay

ኣብቲ ዋዕላ ካ ዝተረክቡ 500 መንእሰያት ኣፍሪቃ ሓደ ኤርትራዊን ኢትዮጵያውያንን ይርክርብዎም። ኤርትራዊ ስምኦን ዘርእዝጊ፣ ኢትዮጵያውያን ምትኩ ገብረሂወትን ሳባ ካሕሳይን ካብ መንጎኦም'ዮም።

ምስአቶም ዝተገብረ ምሉእ ቓለ-መጠይቅ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

TIG-YALI-Youth-8-7-14
please wait

No media source currently available

0:00 0:23:14 0:00
መራገፊ
Fellow -Simon Zerezgi
Fellow -Simon Zerezgi

Mitiku Gebrehewet
Mitiku Gebrehewet

XS
SM
MD
LG