ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ተመሃራይ፡ ካብ ፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ናይ መንፍዓት ባጀላ ተቐቢሉ


ኤርሚያስ ኣለም ተኸስተ
ኤርሚያስ ኣለም ተኸስተ

ኤርሚያስ ኣለም ተኸስተ ካብ 2ይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ብዝለዓለ ነጥቢ ድሕሪ ምምራቑ`ዩ ነቲ ወረቐት ምስክር ተቐቢሉ

ተመሃራይ ኤርሚያስ ኣለም ተኸስተ ቅድሚ ሓደ ዓመት`ዩ ምስ ስድራቤቱ ናብ ዩናይትድ ስቴትስ ክፍለ-ግዝኣት ነብራስካ ኣትዩ።

ካብ 2ይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ብዝለዓለ ነጥቢ ክምረቕ ዝኸኣለ ናብ`ዚ ናብ ኣመሪካ ዘምጽኦ ዕላማ ስለዝፈልጥን፡ ካብ ስድራቤቱ ጽቡቕ ምክትታል ይግበረሉ ስለዝነበረን ምዃኑ ይገልጽ።

ኣብ ኤርትራ ዝሓዞ ጽቡቕ መሰረት፡ ነዚ ናይ ሎሚ ኣብ ኣሜሪካ ዝረኸቦ ብልጫ ከምዝሓገዞ`ውን ጠቒሱ`ሎ።

ኤርሚያስ ምስ ኣቡኡ ኣቶ ኣለም ተኸስተ ኣብ`ዚ መደብ `ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ` ቐሪቦም ኣለዉ፡ ተኸታተልዎም፡

ኤርሚያስ ኣለም ተኸስተ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:42 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG