ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክሳብ 3ተ ሺሕ ንኸውን ብሄረ-ኣምሓራ ካብ ከባቢ ወለጋ ተሰጉግና ኢሎም ኣብ ባህርዳር ኣለና ዝበሉ ገለ ሰባት። ሰበ-ስልጣን`ቲ ኽሊ ግን ኣሉታ ይህብሉ


W. Ethiopia
W. Ethiopia
እቶም ተፈናቐልቲ ኢና ዝበሉ ኢትዮጵያውያን፡ ንብረትና ተዘሚትና፡ ተደብዲብና፡ ዝሞቱ`ውን ኣለዉና ይብሉ። “ሰበ-ስልጣንን ፖሊስን`ውን ኢድ ኣለዎም”

ኣብ ክሊ ኦሮሚያ ሓላፊት ኮሚንኬሽን ራቢያ ዒሳ ግን እቶም ዝተባረሩ “ሚእቲ ዘይመልኡ`ዮም” ኢላ።
ንምሉእ ዜና ኣብ`ዚ ስምዑ፡
XS
SM
MD
LG