ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓደ ኣባል ኣል-ሸባብ ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ክብል ኢድ ብኢድ ሒዘዮ ይብል መንግስቲ ኢትዮጵያ


Al-Shabaab oo Hub looga Diray Yemen
Al-Shabaab oo Hub looga Diray Yemen

ሽም`ቲ ሰብን ኣበይ ከምዝተታሕዘን ምዓስ ከምዝተታሕዘን ግን ኣይገለጸን

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ`ቲ መግለጺኡ፡ እቲ ውልቀሰብ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዋህዮ ሽበራ ንኸወሃህድ ዝተላእከ `ዩ ኢሉ`ሎ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኢምባሲ ኣመሪካ፡ ኣብ`ዚ ሰሙን ሓደ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ኔሩ። ኣል-ሸባብ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክፍጽም ይዳሎ ከምዘሎ፡ ሓበረታ ይመጻኒ`ሎ ኢሉ ኔሩ።
XS
SM
MD
LG