ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣልሸባብ ኣብ ኢትዮጵያ ከጥቅዕ ከምዝኽእል ኢምባሲ ኣመሪካ ኣጠንቂቑ


US South Sudan Kerry
US South Sudan Kerry
ኣልሸባብ ንኢትዮጵያን ፡ ኣብ`ታ ሃገር ዝርከቡ ምዕራባውያን ረብሓታትን ንምጥቃዕ ዘለዎ ድልየት ዝሕብሩ ጸብጻባት ብቐጻሊ ይረክብ ከምዘሎ ኢምባሲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ`ሎ።

ኣሜሪካውያን ሰብ ዝበዝሓሉ ኸባብታት ከየዘውትሩ`ውን መኺሩ`ሎ;

ኣብ ሶማሊያ ሰራዊቱ ኣዋፊሩ ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ`ቲ መጠንቀቕታ ዛጊድ ዝሃቦ ምላሽ የለን።
XS
SM
MD
LG