ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቶ ያቆብ ኪዳነ ፡ደራሲ መጽሓፍ`ፍሉይ ጉዕዞ ህይወት`


Yakob-Kidane-Book
Yakob-Kidane-Book

መጽሓፍ ኣቶ ያቆብ፡ ኣብ ጉዕዞ ዓወት መንእሰያት ተመሃሮን፡ ማሕበረሰቦም ብሓፈሻን ተተኩር

ኣብ ኣፍሪቃ ኾነ ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካ ዝርእዮ ድኽመት ተመሃሮን ኣብ ማሕበረሰቦም ዘስዕቦ በሰላን መሰረት ጌረ`የ ጽሒፈያ ይብል።

“ንስኻ ትወስዶ ውሳነ ጽቡቕ እንተኾይኑ፡ ኣብ ከባቢኻ ዘሎ ማሕበረሰብ ይጥቀም፡ እቲ ውሳነኻ ሕማቕ እንተኾይኑ ድማ፡ ማሕበረሰብካ ንኽሳቐ ተራ ትጻወት ይብል” ኣቶ ያቆብ።

ምስኡ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
Yakob-Kidane
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:25 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG